ኣትላስ ዓሌታት ጻዕዳ ሽጉርቲ

ብዛዕባ’ዚ ፕሮጀክት

እዚ ነቝታ መርበብ ሓበሬታ እዚ ንኹሎም ኣብ ዓለም ዝርከቡ ዓሌታት ጻዕዳ ሽጉርቲ ዝጥርንፍ ኣጠቓላሊ ሓበሬታ ኣብ ምቕራብ፡ ከምኡ’ውን ንዘርእን መግብን ንዘገልግሉ ብሉጻት ዓይነት ጻዕዳ ሽጉርቲ ብዝምልከት ሓደ ፖርቶፎልዮ ኣብ ምህናጽ ዝዓለመ እዩ።

ብዛዕባ ዘለዉኹም ዓሌታት ጻዕዳ ሽጉርቲ ኣፍልጡና!

ከባብያዊ መበቆል ዘለዎ ድዩስ ብውርሻ ሒዝኩሞ ዝጸናሕኩም ዓሌት ጻዕዳ ሽጉርቲ ተፍርዩ ዶ? ንዕኡ ዝምልከት ኣሳእልን ሓበሬታን ስደዱልና። እናተሓጎስና ኣብ ኣትላስ ዓሌታት ጻዕዳ ሽጉርቲ ከምዝሰፍር ክንገብር ኢና።

ናብ ናትና ባንክ ኣዝርእትን ኣትክልትን ዝተፈላለዩ ጭጫፋት፡ ዓካራት ወይ ጥማራት ዓካር ክትሰዱ እንተትኽእሉ ደስ ምበለና። ከም’ዚ ምስእትገብሩ፡ ኣራቢሕና ናብ ካልኦት ደለይቲ ጻዕዳ ሽጉርቲ ከነሰጋግሮ ኢና።

Registration in the mailinglist

Your email:
Your country
Your language

We are sorry, but after we have add 31 new garlic varieties, this site worked very slowly. We have therefore reduced number of varieties and we are working on to publish those 31 varieties again and keep our website work fast. In the meantime, some of those new varieties you can see here. Thank you for your patient.

Copyright © 2015–2018 ኣትላስ ዓሌታት ጻዕዳ ሽጉርቲ ዝርዝር ዓሌታት ጻዕዳ ሽጉርቲ
Follow us on Facebook
መወዳእታ ዝተቐየረ 25. ጥሪ 2018